ንድሕሪት ተመለስ

ካልኣይ ደረጃ ቤት/ት

ካብ 3 -5 ዓመት

ሓፈሻዊ ትምህርቲ

ናይ ሞያ ትምህርቲ


ፍልመ ትምህርቲ
ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ደድሕሪ ምዝዛም ትምህርቲ ማእከላይ ደረጃ ዝመጽእ እዩ። እዚ ዘየማላእካ ተኾይንካ፡ ዝወሰድካዮ ዘይስሩዕ ትምህርቲ ምስተገምገመ፡ ናብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ክትኣቱ ከተመልክት ትኽእል።

ሞያዊ መንገዲ
ናብ ዩንቨርስቲ ዝእቱ ሓፈሻዊ መሕለፊ እንተዘይብልካ፣ ኣብ ገለ ዩኒቨርስትታን ኮሌጃትን ኣቲኻ ክትመሃር ከተመልክት ትኽእል። ምስቲ ዝተመሃርካዮ ትምህርቲ ተዛማዲ ዝኾነ ናይ ስራሕ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ስራሕ ብቅዓት ዘርኢ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ሞያዊ ትምህርቲ ምስክር ወረቀት ካብ 2ይ. ካልኣይ ደረጃ ቤት/ት ክህልወካ ይግባእ።