ንድሕሪት ተመለስ

ናይ ሞያ ትምህርቲ



2ይ. ደረጃ ሞያዊ ቤት/ት
ኣብዚ ናይ ሞያ ትምህርቲ ሰለስተ ዓመት ትምሃር ፣ ክልሰ ሓሳባውን፣ ግብራዊን ትምህርቲ ከምኡውን ናይ ልምምድ ግዜ የጠቃልል። ኣብ ካልኣይን ፣ ሳልሳይን ዓመት: ኣብ ቀዳማይ ዓመት ዝመረጽካዮ ዓይነት ትምህርቲ ተሞርኪስካ ዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ክትመርጽ ትኽእል
2ይ. ደረጃ ሞያዊ ቤት/ት 2ይ.ዓመት
2 ዓመት
ኣብ ቀዳማይ ዓመተ ትምህርቲ ካብ ዝነበሩ ፕሮግራማት ትምህርቲ: ነቲ ኪኢላ ክትኮነሉ ትደልዮ ዓይነት ትምህርቲ መሪጽካ፣ ኣብ ካልኣይ ዓመትውን ብመሰረት መሪጽካዮ ዘለኻ ፕሮግራም ዓውደ ትምህርቲ ትቅጽል።
2ይ. ደረጃ ሞያዊ ቤት/ት 3ይ.ዓመት
እቲ ፍልይ ዝበለ ናይ ሞያ ትምህርቲ ኣብ ሳልሳይ ዓመት ይውዳእ። ናይ ሞያ ምስክር ወረቀት፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ከም ዝተማሃርካ ይምስክረልካ፣ ግን ኣብ ስራሕ ዓለም ብሞያኻ ክትሰርሓሉ ከም ምስክር ወረቀት ኣየገልግለካን።።