ሞያዊ ትምህርቲ
ካብ 6 ወርሒ - 2 ዓመት
ሞያ ኣብ ዓውደ ጥዕና: ከም ምእላይ ሕሙማት ፣ ማሕበራዊ ምክንካን ፣ ድሕነት ከባብያዊ ማሕበራዊ ናብራ ምስራሕ፣ ከምዉን ናይ ስነ - ኣእምሮ ሕሙማት ምእላይ የጠቃልል። እዚ ሞያዊ ትምህርቲ ፡ ኣብ ተዛማዲ ሞያዊ ትምህርትን ተሞክሮታትን ዝተመስረተ እዩ። ምስ ናይ ስራሕ ግዜታት ኣዛሚድካ ፣ መቃቂልካ ክትመሃሮ ትኽእል።
ሞያዊ፣ ስነ - ኪነታዊ ትምህርቲ። እዚ ትምህርቲ እዚ፡ ኣብ ሞያዊ ትምህርትን ተሞክሮታትን ዝተመስረተ እዩ። ብማእከላይ ደረጃ ኣመሓዳሪ ትምረቕ። ኣብዚ ዓውደ ትምህርቲ ተጽንዖ ገለ ክፋል ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲን ኮለጃትን ክትምሃር ዕድል ይፈጥረልካ።
እዚ ንባሕረኛታታ ዝኸውን ትምህርቲ እዩ። ናይ ሞያ ምስክር ወረቀት ወይ ተሞክሮ ተሞርኪሱ ዝውሃብ ኣስተምህሮ እዩ። ኣብዚ ዓውደ ትምህርቲ ከም መራሒ መርከብ ፣ ብኢንጂነሪ ናይ መርከብ ፍሉይ ክእለት ክተጥሪ ትኽእል።
Vocational training in creative professions within the advertising, media, art and fashion industry with subjects such as graphic design, animation and photography.
Vocational training focusing on economy and administration. May qualify for jobs related to business administration, accounting, economy and management.
ናይ ነዳዲ ተክኖሎጂ፣ ስነ - ጥበብ ፣ ናይ ምህዞ ኪኢላታት (ሰናዕቲ )፣ ናይ ንግዲ ፣ ናይ ኣገልግሎት ፣ መራኸቢ ብዙሓን(ጋዜጣ፡ረዲዮ፡ ተለቪጅን)፣ ብዙሓት ዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሓን ፣ ከምኡውን ናይ ሓበሬታን መራኸብን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዝሓዙ ሞያዊ ዓውደ ትምህርቲ ክትምሃር ትኽእል።