ንድሕሪት ተመለስ

ዪኒቨርስትን ኮለጃትን

1-8 ዓመት
ናይ ሓደ ዓመት ትምህርቲ 1 ዓመት ፣ 60 ነጥቢ
ናይ ኮለጃት ሑጹይ2 ዓመት ፣ 120 ነጥቢ
ባችለር ዲግሪ3 ዓመት ፣180 ነጥቢ
ማስተር ዲግሪ2 ዓመት 120 ነጥቢ
ዶክቶረይት(ፒኤች.ዲ)
3 - 4 ዓመታት
ማስተር ዲግሪ5 years, 300 credits
ዶክቶረይት(ፒኤች.ዲ)3 - 4 ዓመታት
ዝለዓለ ሞያዊ ዓውደ ትምህርቲ5 - 6 ዓመት ፣ 300-360 ነጥቢ
ዶክቶረይት(ፒኤች.ዲ)3 - 4 ዓመታት
12345678910
År



ፍልመ ትምህርቲ
ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ዘእቱ ብቅዓት ምስ ዘይህልወካ፣ ዕድሜኻ 25 ዓመት ምስ ዝኸውን፣ ሓፈሻዊ ናይ ትምህርቲ ፍልጠት ምስ ዝህልወካን፣ ተኸፊልካ ይኹን ከይተኸፈልካ ዝሰራሕካዮ፣ ወይውን ልምምድ ዝገበርካሉ ሰነድ ምስ ዝህልወካ ፣ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ክትሓት መሰል ኣለካ።